ድሕሪ ምፍራም ስምምዕ ተጻብኦታት ፕሪቶሪያ ጥራይ ኣስታት 900 ዝበጽሑ ሰብ-ሞያ ጥዕና እንተስ ካብቲ ክልል ወይ ካብ ሃገር ወጺኦም ወይ ድማ ነቲ ሞያ ከም ዝሓደጉ ማሕበር ሰብ-ሞያ ጥዕና እቲ ክልል ...
ኢትዮጵያ፣ ኣካል እቲ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ቁጠባ’ታ ሃገር ናብ ውልቀ መዳይ ንምስግጋር ዝጀመርዎ ዳሕረዋይ ጻዕሪ ብምቅጻል ንሎሚ ዓርቢ ስቶክ ኢክስቸንጅ ንናይ ወጻኢ ኣውፈርቲ ክፉት ንምግባር ...
ቤተ ምርምር ህዋ ኢትዮጵያ ኣብ ወግዓዊ መራኸቢታቱ ከም ዝለጠፎ፡ ሓሙስ ኣብ ከባቢ ሰዓት 7፡30 ምሸት ኣብ ደቡብ ወገን ኣብ ሰማያት ሓደ መብራህቲ ዝተፍአ ነገር ብኽቱር ፍጥነት ክሕመበብ ከም ...
ቤተ-መንግስቲ ክረምሊን፡ ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ምስ ኣብ ቀረባ እዋን ፕረዚድነት ኣመሪካ ዝቕበል ዶናልድ ትራምፕ ብኣካል ተራኺቡ ንምዝርራብ ዘለዎ ቅሩብነት ገሊጹ። ወሃብ-ቃል መንግስቲ ...
መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ገና ኣብ ምብጋሱ ከሎ ከም ተክኒሻን በረራ ኮይኑ ዝተቖጽረ ኣቶ ዘርእዝጊ ኣብርሀ፡ ኣብቲ መንገዲ ኣየር ን16 ዓመታት ኣብ ዝሰርሓሉ እዋን፡ ክሳብ ምስ ነፋሪት ንጉስ ሃይለስላሰ ...
ኣብ ኢትዮጵያ፡ እቲ ካብ ዝሓለፈ ሰሉስ ጀሚሩ ዝወሰኸ ዋጋ ነዳዲ፡ ነቲ ድሮ ከቢሩ ዘሎ መነባብሮ ዘጋድድ’ዩ ክብሉ ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ሓሳባቶም ኣካፊሎም። እቲ ኣብ ሓደ ...
መበል 39 ፕረዚደንት ኣመሪካ ነበር ጂሚ ካርተር ኣብ መበል 100 ዓመቱ ድሕሪ ምዕራፉ፡ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ መንግስታዊ ስነ-ስርዓት ፈነዋ ተገይሩሉ። በዚ ምኽንይት ፕረዚደንት ጆ ባይደን ...
ሰራሕተኛታት መጥፋእቲ ሓዊ፡ ኣብቲ ብሰሉስ ጀሚሩ ንሓያሎ ከባቢታት ከተማ ሎስ-ኣንጀለስ ሃሚዅ ዘሎ ባርዕ ጫካ ንምጥፋእ ይቃለሱ ኣለዉ። እቲ ባርዕ ንኣሽሓት ነበርቲ ገዛውቶም ገዲፎም ክሃዱም ደሪኹ ኣሎ ...
ረቡዕ ምሸት ኣባላት ሰራዊት ኮማንዶ ምዃኖም ዝተሓበሩ ጉጅለ ንቤት መንግስቲ ድሕሪ ምጥቃዖም፡ መብዛሕትኦም ኣባላት እቲ ጉጅለ ምዃኖም ዝተሓበሩ 19 ሰባት ተቐቲሎም--ከም ጸብጻብ ኣገልግሎት ዜና ...
ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑወል ማክሮን፡ “ኣፍሪቃውያን ንፈረንሳይ ከም ዝግባእ ኣይመስገኑን፡” ድሕሪ ምባሉ፡ ካብቶም ናይ መጨረሽታ መሓዙት ምዕራብ ኣፍሪቃ ከቢድ ተቓውሞን ቁጠዐን ኣስዒቡ። ማክሮን ኣብቲ ...
ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣብ ሱዳን ይዋግኡ ኣብ ልዕሊ ዘለው ሓይልታት ‘ውሳነ ጄኖሳይድን፣ ተሓታትነትን’ ዝምልከት ውሳነ ሎሚ ሰሉስ ዘርጊሑ። ...
ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ መቐለ፡ ኣብዚ መዓልቲ ዝተሰምዖም መንፈሳዊ ቅሳነት ክገልጹ እንከለዉ፡ በቲ ኣጋጣሚ ግን ኣብቲ ክልል ዝርአ ዘሎ በበይኑ ጸገማት ፍልላይትን’ውን ክዓርፍ ተስፋኦም ...